ኮሮና ቫይረስ ሓበረታ
እዚ ገጽ’ዚ፡ መጨረሽታ ዕለት 5/25/2020 ተመሓዪሹ። ድሕሪ’ዚ ዕለት’ዚ ንእተገብረ ምምሕያሻት ንምርኣይ፡ ብኽብረትኩም ናይ እንግሊዝኛ ገጽ ርኣዩ።
- English (English),
- العربية (Arabic),
- မြန်မာစာ (Burmese),
- 简体中文 (Chinese (Simplified)),
- 繁體中文 (Chinese (Traditional)),
- فارسی (Persian),
- Français (French),
- Italiano (Italian),
- 日本語 (Japanese),
- Ikinyarwanda (Kinyarwanda),
- 한국어 (Korean),
- Português (Portuguese, Brazil),
- Русский (Russian),
- Somali (Somali),
- Español (Spanish),
- Kiswahili (Swahili),
- Tagalog (Tagalog),
- ไทย (Thai),
- Türkçe (Turkish),
- Українська (Ukrainian),
- اردو (Urdu),
- Tiếng Việt (Vietnamese)
ምሕጋዝ ስደተኛታት ን ሓተትቢ ዕቁባ ን ምርዳእ እቲ ቫይረስ ን ብ ከመይ ውሑስ ኮንካ ትቅመጥ።
ሓዱሽ ኮሮና ቫይረስ ሕማም ይላባዕ ኣብ ዓለም ጠንቂ እቲ ሕማም ኮቪድ-19. ሰባት ኣብ ኩሉ ቦታታ ብሓባር ይሰርሒ ኣለዉ ተላባዕነት ነዚ ቫይረስ ክዝሕልዎ ይፍትኑ ን ሂወት ምድሓን እዞም ገጻት ጥዕናዊ ሓበረታ ቀሪቡ ኣሎ ካብ እኑናት ምንጭታት። ከም ኡ ውን ኣገዳሲ ዝተሕደሰ ናይ ስደተኛታት ሕግታት፣ገንዘብ፣ን ሓገዝ ን ወለዲ ክትረክብ ኢካ። ንዓኹም ንኽንሕግዝ ኣብዚ ቦታ ንርከብ ኣሎና። እንተ ደኣ ዝያዳ ሓበረታ ደሊካ ፣ ኣብ [email protected].
ውሕስነትኩም ሓልዉ
ከመይ ጌርካ ጥናካ ን ጥዕና ስድራካ ትሕሉ ፍለጡ። ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ካልኦትን ምልካፍ ተከላከል። ምርዳእ መምርሒ ን አንታይ ክትገር ከም ዘለካ። ብኸመይ ውሕስነትካ ትሕሉ ተመሃር
ከታመሙ እርዳታ ያግኙ
ኩላትና ንፈርሕ ኢና እንተ ሓሚምና እንታይ ከም ዘጋጥም ። ግን ሓገዝ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክረክብ ይኽእል፧ ንነብስካን ቤተሰብካ /ኪ ተዳልዉ። እንተ ደኣ ሓደ ሰብ ሓሚሙ እንታይ ከምትገብር ፍለጥ። ሓገዝ ርከብ
ን ንስደተኛታት ሓተቲ ዑቕባን
ኩሉ ሰብ ኢዩ ተጨኒቁ ዘሎ ሕጂ። ግብ እንተ ደኣ ስደተኛ ፣ሕታቲ ዑቕባ ኾንካ ኣብ ኣመሪካ ፣ምናልባት ዝያዳ ትጭነር ትህሉ ኢኻ። እዚ ገጽ ኣገዳሲ ሓበረታ ን ማሕበሮኮም ስደተኛታት። ን ሓድሽቲ ዝመጹ ሰባት ሓበሬታ ርኸቡ።
ወለድን ቆልዑን
እዚ ብጣዕሚ ከቢድ ግዝየ እዩ ንወለዲ ። ግን ሓገዝ ትረክበሉ መንገድታት ኣሎ ን ወለድን ምሕጋዝ ምሕላዊ ጥዕናን ወሕስነት ምስማዕን ንቆልዑ። ሓበሬታ ን ወለዲን ን ቆልዕን ርከቡ
ሓገዝ ሕተት እንተ ደኣ ስራሕካ ከሲርካ
ስራሕካ ከሲርካ ዲኻ? እንተ ደኣ ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክትረክብ ክትእል ኮንካ ፍለጥ ኢካ ን እንታይ ከም ትገርብ እንተ ደኣ ብቁዕ ዘይኮንካ ንሓገዝ ። ሓገዝ ርከብ
ውሕስነትኩም ሓልዉ ምስ ሓቀኛ ሓበረታ።
ብዙሕ ሓበሬታ ኢዩ ዘሎ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ። ብኸመይ ትፈልጥ ኣየናይ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ን እቲ ዘይሓቀኛ? እንታይ ክሕግዘካ ይክእል ኣብ ምድሓን ሓሶት ሓበረታ ን ምጥፍፍእ። ጽቡቕ ሓበሬታ ርከብ.
እዚ ሓበረታ ካብ እሙናት ምንጭታት ዝመጸ ን ኣብበት ፣ ማእኸል ምቑጽቃር ሕማማት ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም። ዩኤስኤ ሄሎው(USAHello )ሕጋዊ ምክሪ ወይ ሕክምናዊ ምክሪ ኣይሕብን ኢዪ፣ከም ኡ ዝኮነ ካብ ጽሑፋትና ከም ሕጋዊ ወይ ሕክምናዊ ምክሪ ኵሰዱ ኣይተኣመሙን። ጥዕናዊ ሓበረታና ዳግማይ ተራእዩ ብ ዩኤስኤሄሎው ኣባላት ኮሚተ ተጅ ሚሺራ ዩኤስ ኤ ኪኢላ ህዝባዊ ጥዕና ን ስነ ሕማም ለበዳ።

ፋይንድ ሄሎው( Find Hello) ተጠቀም ሓገዝ ን ምድላይ ን ኣብ ከባቢካ ዝርከኡ ጸጋታት። ናራሕ ምክሪ ምድላይ፣ጠበቃ፣ ጥዕናዊ ክንክንቲ፣ኢንግሊዘኛ ክላሳት ን ካሎኦት ኣገልግሎታት ኣብ ናትካ/ኪ ማሕበረ ኮም።